Hagos Suzinino - Hanietay | ሓኔታይ - New Eritrean Comedy 2018 (Official Video) Télécharger

Envoyer à vos amis
Ajouter
  • 31 déc. 2017

  • Subscribe (IT'S FREE) ›› https://goo.gl/GibN2T ‘‘New Eritrean Comedy 2018’’ ‘‘Eritrean Comedy Suzinino‘‘ ‘‘Eritrean Comedy 2017’’ Copyright © Jayo Truth 2018 An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. © All rights reserved. Best Jayo Updates: http://bit.ly/2CzwKsN Popular Videos: http://bit.ly/2CncXA0 - - - - - Connect with us - - - - - Facebook Page: https://goo.gl/xP39Jk Twitter: https://goo.gl/k4ohFM Facebook (Personal): https://goo.gl/7oE6p9 [ Yacob Dawit ] Facebook (Personal): https://goo.gl/DS4RY1 [ Jayo ] Website: http://www.jayotruth.co Website: http://www.jayotruth.co.uk |- - - - - Connect with us - - - - - |

Commentaires

  • abshru deki tgray maarey s elam ntgray

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk ብልበይ እየ ስሒቀ እንታሓጎስኩም ንበሩ እውነት ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ እየ እኮ ፍትውውውው ዘብለኩም ኩቡራት የሕዋተይ ደቂ ዓበይቲ ትግራወይቲ እየ

  • Abi dms
    Abi dms il y a 2 ans

    ኣደይ ወላዲተይ 200 ምኢቲ subscribe አንተ ደኣ ኣዋህሊልካ ክመጻካ አየ ኢላትኒ ኣላ ።

  • منوعات تيفي
    منوعات تيفي il y a 2 ans

    I’m from Egypt 🇪🇬 love you all Eritrea guys 😍

  • ፍቅሪ ኤርትራን ኢትዮጵያን Ribi ተኽልያ Tv

    ሓጎስ ወ/ገብርኤል(ሱዚኒኖ) ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይምነየልካ ኣይትጥፋኣና ከኣ ኣለኹ በለና፡

  • wedineberi S
    wedineberi S il y a 2 ans

    Oh my God. I can't stop laughing. Suzinino is one of the best actor in this world better than Hollywood actors.

  • ሓውኩም ነሽነሽ

    ሱዚ ሽኮር ቸድ ዋእ ኣታ ዓዲ ኣመሪካ ኬድካ እንበር ህልም ኢልካና ወርቒ ኢካ ኮ ። በጃካ ኣይትጥፋእ ምጽእ በለና ። ርሑስ ሓዱሽ ዓመት

  • ሕልና ቆሪራ
    ሕልና ቆሪራ il y a 2 ans

    🇪🇷ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግንረልና 🇪🇷። እንቓዕ ንፈትዎ ገጽ ረኤና ሱዚኒኖ ። ቑምነገር ሓዘል ስራሕካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ ።ቐጽሎ ኣይትጥፋኣና ....

  • ገርሂ ልበይ ምስጢር እዩ ንፅብሕ

    ማራ ኬፍ አለዋም እስይይይይይይይይ

  • ፍናን ለዋህ
    ፍናን ለዋህ il y a 2 ans (modifié)

    ጀዮ እንቓዕ ብሰላም መጹና ፍቅሪ ዝቆርሱ ሕልና ዝለብሱ ሓድነት ምስ ኣድመጹ ሲዝኒኖ ግርማ ናይ ኤረትራ ናበይ ደኣ ኣበልካ ወጺካ ዲካ ናብ ስደት ዓዲ ጋና ምርካብ እንበር ሲኢና ጽሙዋ ሜትና ስደት ሰፊርና በሉ ይእከለና ሰዓት ( 12) ኣኪሉ ሃየ በሉ ዘክሩ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ኣኪሉ ይትኮስ ኣሎ ስምዑ ሳሚ በራሕ ምስ ወ/ይ ልዋም ምስ ወ/ይ ሜሪ ፍቅሪ ።

  • amaniel mario
    amaniel mario il y a 2 ans

    መፍለስ በሊዑ ይምውጸልካ እምበር ንዓካ። ከመይ ዝበለ ትዕብተኛ እንስሳ ድዩ ክክክክክ። ስዚንኖ ኣቦ ኮመድይ።

  • aman zemu TV
    aman zemu TV il y a 2 ans

    Suzinino zfetu like gberu abzi

  • ነሽነሽ ኣይኮንኩን

    አንቃአ ንፈትዎ ገጽ ርኣና ። ንሕና ክኣ ብናፍቖትካ ፋረ ወኻርያ ኮይና ቀኒና ሱዚ ሽኮር ክክክ ።በል ስከ ኣይትጥፈኣና ኢኻ።ንሕና ኮ ምስጠፋአካ ቀቢጽናካ ነርና ኢና።ሕጂ ግና ምስ ሓድሽ ኣመት መጺኻና ደስ ኢሉና ብሓቂ።አንዳ ጃዮ ድማ ጽቡቕ መደብ ኣለኩም ቀጽልዎ ርሑስ ሓድሽ ኣመት ይግበረልና ክኣ።

  • Nahom Tsige
    Nahom Tsige il y a 2 ans

    I AM AN ETHIOPIAN but I loved Ertrian comedy

  • ሚጣይ love symone ታደሰ ጋልቶም ጀጋኑ ስብ ስር

    እዋይ ክመይ ደይ ዝፍትወኩም ክክክክክክ ሃ ኣይትቭል ሃ ኡሉ ክይጥፍእና

  • Selamnesh Haftu
    Selamnesh Haftu il y a 2 ans

    Welcome suzi shikor ♥♥

  • weyseb dekey
    weyseb dekey il y a 2 ans (modifié)

    "ከድና በሊ ሎሚ ፥ ንኣንበሳ ወይ ለሚና ኪንእትዎ ኢና ወይ ረኺቡ ክቑርጥመና ኢዩ" ሱዚ ማለት

  • ፍቅሪ ለዋህ ፍቀሪ ጥዑም

    ጃዮ ትሩዝ ብጃኩም እባ እታ ዘይንሳነ ግዳ እባ ስደድዋ

  • Muhammed Haris
    Muhammed Haris il y a 1 an

    ድሕር ሱዝናኖ ኮመድ ሞይታ ዕድሜን ጥዕና ያሀበካ

  • Wegihu Abraham
    Wegihu Abraham il y a 2 ans

    ሱዚኖ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ጠፊእካ ነርካ። ሩሑስ ሓዱሽ ዓመትን ልደትን ይግበርልና ሰላምን ፍቅርን ንኹልና።

  • Kemem in the shahi
    Kemem in the shahi il y a 2 ans

    My first time to comment first